ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሀ7-ሀ

ቀንዲ ፍጻመታት ምድራዊ ህይወት የሱስ—ናብ ኣገልግሎት የሱስ ኣብ ዜምርሕ እዋን

ኣርባዕተ ወንጌላት ብመስርዕ ግዜ ምስ ተሰርዐ

እዚ ዚስዕብ ሰሌዳታት፡ የሱስ እተጓዕዘሉን ዝሰበኸሉን ከባቢታት ዜርኢ ካርታታት ኣብ ጐድኑ ኣለዎ። ኣብቲ ካርታ ዘሎ መሐበሪ ፍላጻታት፡ የሱስ እተጓዕዘሉ ልክዕ መገድታት ዘይኰነስ፡ ብቐንዱ ኣንፈት ጥራይ ዚሕብር እዩ። እታ “ከ.” እትብል ምልክት፡ “ከባቢ” ማለት እያ።

ናብ ኣገልግሎት የሱስ ኣብ ዜምርሕ እዋን

ግዜ

ቦታ

ፍጻመ

ማቴዎስ

ማርቆስ

ሉቃስ

ዮሃንስ

3 ቅ.ክ.

የሩሳሌም፡ ቤተ መቕደስ

ገብርኤል መልኣኽ፡ ዮሃንስ መጥምቕ ከም ዚውለድ ንዘካርያስ ነገሮ

   

1:5-25

 

ከ. 2 ቅ.ክ.

ናዝሬት፣ ይሁዳ

ገብርኤል መልኣኽ፡ የሱስ ከም ዚውለድ ንማርያም ነገራ፣ ንሳ ድማ ንኤልሳቤጥ በጽሓታ

   

1:26-56

 

2 ቅ.ክ.

ከበሳ ይሁዳ

ዮሃንስ መጥምቕ ተወልደን ስም ተዋህቦን፣ ዘካርያስ ተነበየ፣ ዮሃንስ ናብ በረኻ ኸም ዚኸይድ

   

1:57-80

 

2 ቅ.ክ.፡ ከ. 1 ጥቅ.

ቤት-ልሄም

የሱስ ተወልደ፣ “እቲ ቓል ስጋ ዀነ”

1:1-25

 

2:1-7

1:14

ጥቓ ቤት-ልሄም፣ ቤት-ልሄም

መልኣኽ ንጓሶት ኣበሰረ፣ መላእኽቲ ንኣምላኽ ወደስዎ፣ ጓሶት ነቲ ሕጻን በጽሕዎ

   

2:8-20

 

ቤት-ልሄም፣ የሩሳሌም

የሱስ ተገዝረ (ብ8ይቲ መዓልቲ)፣ ወለዱ ናብ ቤተ መቕደስ ወሰድዎ (ድሕሪ መበል 40 መዓልቱ)

   

2:21-38

 

1 ቅ.ክ. ወይ 1 ድ.ክ.

የሩሳሌም፣ ቤት-ልሄም፣ ግብጺ፣ ናዝሬት

ቈጸርቲ ኸዋኽብቲ በጽሕዎ፣ እታ ስድራ ናብ ግብጺ ሃደመት፣ ሄሮድስ ንሕጻናት ቀተለ፣ እታ ስድራ ኻብ ግብጺ ተመሊሳ ኣብ ናዝሬት ተቐመጠት 2:1-23

2:1-23

 

2:39, 40

 

12 ድ.ክ.፡ ፋስጋ

የሩሳሌም

የሱስ ወዲ ዓሰርተው ክልተ ዓመት ከሎ፡ ኣብ ቤተ መቕደስ ንመምህራን ሓተቶም

   

2:41-50

 
 

ናዝሬት

ናብ ናዝሬት ተመልሰ፣ ንወለዱ ይእዘዞም ነበረ፣ ዕዮ ጽርበት ተማህረ፣ ማርያም ካልኦት ኣርባዕተ ኣወዳትን ካልኦት ኣዋልድን ኣዕበየት (ማቴ 13:55, 56፣ ማር 6:3)

   

2:51, 52

 

29፡ ጽድያ

በረኻ፡ ፈለግ ዮርዳኖስ

ዮሃንስ መጥምቕ ኣገልግሎቱ ጀመረ 3:1-12

3:1-12

1:1-8

3:1-18

1:6-8