ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ድጕዓ

ምዕራፋት

1 2 3 4 5

ትሕዝቶ

  • 1

    • የሩሳሌም ብመበለት ተመሰለት

      • በይና ተቐመጠት፡ ተጠንጠነት (1)

      • ዓብዪ ሓጢኣት ጽዮን (8, 9)

      • የሆዋ ንጽዮን ደርበያ (12-15)

      • ንጽዮን ዜጸናንዓ የልቦን (17)

  • 2

    • የሆዋ ኣብ ልዕሊ የሩሳሌም እተቘጥዖ ቝጥዓ

      • ኣይራሕርሓላን (2)

      • የሆዋ ኸም ጸላኢኣ ዀነ (5)

      • ንጽዮን ተነብዓላ (11-13)

      • ሓለፍቲ መገዲ ነታ ጽብቕቲ ዝነበረት ከተማ የላግጹላ (15)

      • ጸላእቲ ብውድቀት ጽዮን ይሕጐሱ (17)

  • 3

    • ኤርምያስ ስምዒቱን ተስፋኡን ይገልጽ

      • “ስለዚ እየ ዝጽበ” (21)

      • ምሕረት ኣምላኽ ንግሆ ንግሆ ሓድሽ እዩ (22, 23)

      • ኣምላኽ ነቶም ብእኡ ተስፋ ዚገብሩ ሰናይ እዩ (25)

      • መንእሰይ ኣርዑት ኪጸውር ሰናይ እዩ (27)

      • ኣምላኽ፡ ናብኡ ኸይንቐርብ ብደበና ተጋረደ (43, 44)

  • 4

    • ከበባ የሩሳሌም ዘስዓቦ ዜስካሕክሕ ሳዕቤናት

      • ስእነት ምግቢ (4, 5, 9)

      • ኣንስቲ ንደቀን ኣብሰላ (10)

      • የሆዋ ቝጥዓኡ ኣፍሰሰ (11)

  • 5

    • እቶም ህዝቢ ኺምለሱ ዝጸለይዎ ጸሎት

      • “እንታይ ከም ዝወረደና ዘክር” (1)

      • “ሓጢእና ኢና እሞ፡ ወይለና!” (16)

      • ‘ኦ የሆዋ፡ ምለሰና’ (21)

      • ‘ንመዓልትታትና ሓድሰን’ (21)