ንቕሑ! ቍ. 3 2016 | ቋንቋ ዚፈጥሮ ዕንቅፋት ምስጋሩ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ከቢድ ዕዮ ትርጉም ንምዕያይ ሓላፍነት ወሲዶም እዮም።

ገበር

ካብ ጥንቲ ንዝጸንሐ ዕንቅፋት ምስጋሩ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንጽሑፋቶም ናብ ኣዝዩ ብዙሕ ቋንቋታት ዚትርጉምዎ ስለምንታይ እዮም፧

ገበር

ቋንቋ ዚፈጥሮ ዕንቅፋት ምስጋሩ—ዕዮ ትርጉም ከመይ ይመስል፧

ሓደ ተርጓሚ፡ ዕዮኡ ብኸመይ ከም ዚውደብ ይገልጽ።

ከመይ ይመስል ነበረ፧

ኢግናዝ ሲመልወስ

ኣብዚ ግዜ እዚ ዚርከባ ዅለን ስድራ ቤታት ነዚ ሰብ እዚ ኼማስዋሉ ኣለወን። ስለምንታይ፧

ንስድራ ቤት

ንጸገማት ብኸመይ ከም እትመያየጠሉ

ሰብኡትን ኣንስትን ሓሳብ ንሓሳብ ዚለዋወጡሉ እተፈላለየ ኣገባብ ኣለዎም። ነቲ ዘሎካ ፍልልያት ምርዳእካ ኻብ ብዙሕ ጭንቀት ኪሰትረካ እዩ።

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

እምነት

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ‘ብዘይ እምነት ከኣ ንኣምላኽ ባህ ከተብሎ ኣይከኣልን እዩ’ ይብል። እምነት እንታይ እያ፧ ብኸመይከ ኸተጥርያ ትኽእል፧

ቍጥዐ ኣካልን ጸገም ምሕቃቕ ምግብን—እንታይ እዩ ፍልልዩ፧

ኣብ ሕክምና ኸይተመርመርካ፡ ባዕልኻ እተወሰነ ምግቢ ምግዳፍ ዝዀነ ይኹን ጕድኣት ኣለዎ ድዩ፧

ተነዲፉ ድዩ፧

ክሳድ ጻጸ

እዚ ሓሰኻ ኻብ ኣካላቱ ንላዕሊ ተዓጻጻፊ ኽብደት ንዘለዎ ነገር ኪስከም ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

‘ንዅሎም ኣህዛብን ነገዳትን ቋንቋታትን ዚኸውን ብስራት’

እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ሓቂ ንብዙሓት ሰባት ምእንቲ ኺበጽሖም፡ ልክዕ ትርጕም ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ዕዮ ትርጕም ብኸመይ እዩ ዚካየድ፧ ተርጐምቲኸ እንታይ ብድሆታት እዩ ዜጋጥሞም፧