ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 2 2019 | ብህይወት ምንባርዶ ይሓይሽ፧
ብሰንኪ ዘጋጠመካ ኸቢድ ነገር ብህይወት ምንባር ዚሓይሽ እንተ ዀይኑ ሕቶ ተላዒሉካዶ፧
ህይወት ዘይጽወር ምስ ዚመስል
ዝዀነ ዓይነት ጸገም እናሃለወ ኽነሱ፡ ብህይወት ምንባር ይሓይሽ።
ሓደጋ ምስ ዜጋጥም
መጽሓፍ ቅዱስ ነቲ ባህርያዊ ሓደጋ ዝሓደጎ ሳዕቤናት ክትጻወር ዜኽእል ግብራዊ መምርሒ ይህብ እዩ።
እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚመውት
ሞት እትፈትዎ ሰብካ ኽትክእሎ ዚሕግዘካ ሓሙሽተ ግብራዊ ሓሳባት ርአ።
መጻምድቲ ምስ ዚጠልም
ብዙሓት ንጹሃት መጻምድቲ ብጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ተጸናኒዖም እዮም።
ከቢድ ሕማም ምስ እትሓምም
ገሊኦም ንኸቢድ ሕማም ብኸመይ ከም ዝኸኣልዎ ፍለጥ።
ብህይወት ምንባር ምስ ዚጽልኣካ
እምብዛ ስለ እተጨነቕካ፡ ርእስኻ ኽትቀትል ዝሓሰብካሉ ግዜዶ ኣሎ፧ ኣበይ ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል፧
ብህይወት ምንባር ስለምንታይ ከም ዚሓይሽ
ካልኦት ንጭንቅኻ እኳ እንተ ዘይተረድእዎ፡ ኣምላኽ ግና ይሓልየልካን ኪሕግዘካ ይደልን እዩ።
‘ንሱ ይሓልየልካ እዩ’
እዚ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ኬጸናንዓካን ኬበርትዓካን ይኽእል እዩ።