ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 6 2016 | ራእያት መንፈሳዊ ዓለም

ነቲ ዘይርአ ብመጽሓፍ ቅዱስ ኣቢልካ ርኣዮ።

ገበር

ኣብ መንፈሳዊ ዓለም ብዛዕባ ዚነብሩ ዚልዓል ሕቶታት

ዜዕግብ መልስታት ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።

ገበር

ራእያት እቶም ኣብቲ ዘይርአ ሰማያት ዚነብሩ

ቅዱሳት ጽሑፋት ብዛዕባ የሆዋን የሱስ ክርስቶስን እሙናት መላእኽትን እንታይ ይገልጽ፧

ካብ ኣዕዋፍ ሰማያት ዚርከብ ትምህርቲ

ኣዕዋፍ ብዛዕባ ፍጥረት ኣምላኽ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብዛዕባ እቲ ብሓቂ ኣገዳሲ ዝዀነ ነገራት ክንሓስብ የተባብዓና።

ለፈቭረ ዴታፕለ—ተራ ሰባት ቃል ኣምላኽ ኪፈልጡ ደለየ

ምጽራር እናኣጋጠሞ ኽነሱ፡ ሸቶኡ ኺወቅዕ ዝጸዓረ ብኸመይ እዩ፧

ታሪኽ ህይወት

ኣእዳውን ቀላጽምን ዘይብሉ፡ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ተቐቢሉ

ሓደ መንእሰይ ኣካላት ዜማስን ሓደጋ እኳ እንተ ኣጋጠሞ፡ ኣብ ፈጣሪ ኸም ዚኣምን ዚገብሮ ምኽንያት ረኸበ።

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣምላኽ ንጸሎትካ ኺሰምዖን ኪምልሶን ድዩ፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ኣምላኽ ንድያብሎስ ፈጢርዎ ድዩ፧

ሰይጣን ካበይ እዩ መጺኡ፧ የሱስ ብዛዕባ ድያብሎስ ኪገልጽ ከሎ፡ “ኣብ ሓቂ ኣይጸንዐን” ዝበለ ስለምንታይ ምዃኑ ፍለጥ።