ንቕሑ! መስከረም 2014 | ሓይልኻ ምስ ዚጽንቀቕ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧

ብሰንኪ ስራሕ ሓይልኻ ምስ ዚጽንቀቕ፡ ክትሓምምን ክትቀዝንን ትኽእል ኢኻ። ነዚ ጸገም እዚ ንኽትዋጽኣሉ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧

ካብ ከባቢ ዓለም

ተወሳኺ ዛዕባ፦ ውሉዳት ብዕድመ ንዝደፍኡ ወለዶም ኪከናኸኑ ዚጠልብ ሕጊ፣ ካብ ዘይትጽበዮ ኣካል ኣብ ልዕሊ ኣንስቲ ዚወርድ ዓመጽ፣ ከምኡ እውን ብብልሓት ዚግበር ምድንጋር።

ገበር

ሓይልኻ ምስ ዚጽንቀቕ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧

ስራሕካ ንኸይቀትለካ ኺሕግዘካ ዚኽእል ኣርባዕተ ነጥብታት ኣሎ።

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ጸሎት

ናብ መላእኽቲ ወይ ናብ ቅዱሳን ክንጽሊ ይግብኣና ድዩ፧

ንስድራ ቤት

ቂም ካብ ምሓዝ ብኸመይ ከም እትርሕቕ

መጻምድትኻ ንዝፈጸሞ በደል ይቕረ ንምባል፡ ነቲ ጕዳይ ኣትሒትካ ኽትርእዮ ወይ ከኣ ከም ዘይተፈጸመ ጌርካ ኽትቈጽሮ ኣሎካ ማለት ድዩ፧

ሽኮርያ—ንገዛእ ርእስኻ ኽትከላኸለላ ትኽእል ዲኻ፧

ካብቶም ቅድመ ሽኮርያ ዘለዎም ሰባት፡ እቶም ተስዓ ሚእታዊት ዚዀኑ ብዛዕባ ሕማሞም ኣይፈልጡን እዮም።

ከመይ ይመስል ነበረ፧

ስጳኛ ንሞሪስኮስ ሰጒጓቶም

እዚ ኣብ መበል 17 ዘመን ዘጋጠመ መስጐጕቲ፡ ምሉእ ብምሉእ ካቶሊክ ዝዀነት ሃገር ፈጠረ።

ተነዲፉ ድዩ፧

ንምንቅስቓስ ኣንበጣ ብደቂቕ ዚቈጻጸሮ ኒውሮን

ዕስለ ኣንበጣ ንሓድሕዶም ከይተጋጨዉ ኺጓዓዙ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

መዛኑኻ ብዛዕባ ሎሚ ጽባሕ ምባል እንታይ ይብሉ፧

መንእሰያት ሎሚ ጽባሕ ምባል ብዛዕባ ዘለዎ ሳዕቤንን ንግዜኻ ብጥበብ ምጥቃም ብዛዕባ ዘለዎ ጥቕምን እንታይ ከም ዝበሉ ስማዕ።