ንቕሑ! መስከረም 2015 | ብዛዕባ ገንዘብ ሚዛናዊ ኣረኣእያ ይሃሉኻ

ብዛዕባ ገንዘብ እተዛብዐ ኣረኣእያ ምስ ዚህልወካ፡ ባህርያትካ ኺልወጥ ይኽእል እዩ።

ገበር

ብዛዕባ ገንዘብ ሚዛናዊ ኣረኣእያ ይሃሉኻ

ሸውዓተ ሕቶታት ብምሕታት ርእስኻ ምምርማር፡ ብዛዕባ ገንዘብ እተዛብዐ ኣረኣእያ እንተ ኣልዩካ ንኽትምርምር ኪሕግዘካ እዩ።

ካብ ከባቢ ዓለም

ኣትኵሮ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ

ብጥንታውነቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ኣብ ዚስራዕ ስልጣነታት እተፈጸመ ፍጻመታት፡ ልክዕነት መጽሓፍ ቅዱስ ዜረጋግጽ እዩ።

ንስድራ ቤት

ይቕረታ ብኸመይ ክትሓትት ትኽእል፧

ምሉእ ብምሉእ ጌገኛ እንተ ዘይኰንኩኸ፧

ከመይ ይመስል ነበረ፧

ሄሮዶተስ

ኣቦ ታሪኽ ተባሂሉ ስለ ተጸውዐ፡ ምሉእ ህይወቱ ነዛ እንኮ መጽሓፍ ንምድላው ዘሕለፎ እዩ ዚመስል።

ሃገራትን ህዝብታትን

ናብ ኒከራግዋ እተገብረ ምብጻሕ

ቀላይ ኒከራግዋ ንኸም ከልቢ ዓሳን ስዎርድፊሽን ታርፖንን ዝኣመሰሉ ኣብ ውቅያኖስ ዚነብሩ ዓይነት ዓሳ ዝሓዘ ጨዋም ዘይኰነ እንኮ ቐላይ እዩ።

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ድኽነት

ኣዝዮም ድኻታት ሰባት ሕጉሳት ኪዀኑ ይኽእሉ ድዮም፧

ተነዲፉ ድዩ፧

ነዳዲ ዘይቲ ዜሕቅቑ ደቀቕቲ ተህዋስያን

ደቀቕቲ ተህዋስያን ካብ ዘመናዊ ተክኖሎጂ ንላዕሊ ንዝፈሰሰ ነዳዲ ዘይቲ ብዝበለጸ መገዲ ኼጽርዩ ይኽእሉ ድዮም፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ለዋህ ኩን፡ ዘሎካ ድማ ኣማቕል

ካሌብን ሶፍያን ዘለዎም ነገራት ምምቓሎም ከመይ ከም ዘሐጐሶም ርአ።