ንቕሑ! ጥቅምቲ 2015 | ሰባት ንኣምላኽ ኪሓትትዎ ዚደልዩ 3 ሕቶታት

ብዙሓት ሰባት ብሃይማኖት ይጠራጠሩ እዮም፣ እቲ ሃይማኖታት ንህይወት ዚምልከት ከበድቲ ሕቶታት ዚህባኦ መልሲ ኸኣ ኣየዕግቦምን እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ ግና ነቲ መብዛሕትኡ ግዜ ሰባት ዚሓትትዎ ሕቶታት ዜዕግም መልሲ ይህበሉ እዩ።

ገበር

ሰባት ንኣምላኽ ኪሓትትዎ ዚደልዩ ሰለስተ ሕቶታት

ስለምንታይ ኢና ተፈጢርና፧ ስለምንታይ እዩ ኣምላኽ መከራ ኺህሉ ፈቒዱ፧ ስለምንታይ እዩ ሃይማኖት ብግብዝና መሊኡ፧

ተነዲፉ ድዩ፧

ጠሊ ዚስሕብ ቈርበት ጠበቕ ቶርኒ ዴቭል

እዚ ጠበቕ እዚ፡ ንማይ ብኣእጋሩ ገይሩ ናብ ኣፉ ኺስሕቦ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ፍልቀት

ብዛዕባ ፍጥረት ዚገልጽ ጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ ምስ ስነ ፍልጠት ዚጋጮ ድዩ፧

ሃገራትን ህዝብታትን

ናብ ኡዝበኪስታን እተገብረ ምብጻሕ

ብዛዕባ ኡዝበኪስታንን ታሪኽ እቲ ኣብ ፊደላት ኡዝበክ እተገብረ ለውጥን ዝያዳ ፍለጥ።

ንስድራ ቤት

ናብ ቤት ክትምለስ ምስ ዜድልየካ

ካብ ቤት ወጺእካ፡ ርእስኻ ኽኢልካ ኽትነብር ምስ ፈተንካ፡ ናይ ገንዘብ ጸገም ኣጋጢሙካ ድዩ፧ ነዚ ግብራዊ ምኽሪ እዚ ተጠቒምካ፡ ብቝጠባ ርእስኻ ኽኣል።

እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዚሓምም

ቈጸራታት ሕክምና ወይ ኣብ ሆስፒታል እትጸንሓሉ እዋን ኣዝዩ ዜጨንቕ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ንፈታዊኻ ወይ ዘመድካ ኣብ ከቢድ ኵነታት እውን ከይተረፈ ዚከኣሎ ንኺገብር ክትሕግዞ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ካብ ከባቢ ዓለም

ኣትኵሮ ኣብ ስድራ ቤት

ገለ ኻብቲ ንስድራ ቤታት ዜጋጥመን ዘሎ ልሙድ ጸገማት እንታይ እዩ፧ ኪሕግዘን ዚኽእል ግብራዊ ምኽሪኸ ኣበይ ኪረኽባ ይኽእላ፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ፍጥረትዶ ወይስ ፍልቀት፧—1ይ ክፋል፦ ስለምንታይ እየ ብኣምላኽ ዝኣምን፧

ብኣምላኽ ስለምንታይ ከም እትኣምን ርግጸኛ ዄንካ ንሰባት ክትገልጸሎምዶ ምደለኻ፧ ሓደ ሰብ ብዛዕባ እምነትካ ሕቶታት እንተ ኣቕሪቡልካ፡ እንታይ ኢልካ ኸም እትምልስ ርአ።

‘የሆዋ ንዅሉ ፈጢርዎ’

ኣምላኽ ንመጀመርታ ግዜ እንታይ ከም ዝፈጠረ ትፈልጥ፧ ምስ ካሌብ ሓቢርካ፡ ኵሉ ብኸመይ በብደረጃኡ ኸም እተፈጥረ ተምሃር።