ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ገጽ 32

ገጽ 32

ገጽ 32

እቲ ብዛዕባ መጻኢ ዚገልጽ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ መብጽዓታት ከም ዚፍጸም ክትኣምን ዜኽእለካ ኣርባዕተ ምኽንያት እንታይ እዩ፧ ገጽ 8 ርአ።

ሓቲትካዮ ምላሽ ንዘይህበካ ዀተቴ ብኸመይ ከተዘራርቦ ትኽእል፧ ገጽ 11 ርአ።

ወለዲ ንደቆም: መማሰውቲ ንኪዀኑ ምእንቲ ኺምህርዎም እንታይ ስጕምትታት ኪወስዱ ይኽእሉ፧ ገጽ 13 ርአ።

የሱስ ንኣይሁድ ኪሰብኽ ከሎ: ስም ኣምላኽ ይጥቀምዶ ነይሩ፧ ገጽ 19 ርአ።

ንሓደ ኣብ መክሲኮ ዚርከብ ኣባል ንኣሽቱ ሰይጣውንቲ እተባህለ ጕጅለ ዓዋሉ ዝነበረ ሰብ: ኣብ ህይወቱ ዓብዪ ለውጢ ንኺገብር ዝደረኾ እንታይ እዩ፧ ገጽ 28 ርአ።