ገጸ 32
ገጸ 32
◼ ኵለን ሃይማኖታት ድየን ናብ ኣምላኽ ዚመርሓ፧ ገጽ 3 ርአ።
◼ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ፍትሕ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ገጽ 5 ርአ።
◼ ሃይማኖታት ኣብ ፖለቲካ ኢደን ኬእትዋ ኣለወንዶ፧ ገጽ 7-8 ርአ።
◼ ሰብ ሓዳር ነቲ ብዛዕባ ገንዘብ ኪህልዎም ዚኽእል ዘይምርድዳእ ንኺፈትሑ ዚሕግዞም ሓደ መገዲ እንታይ እዩ፧ ገጽ 11-12 ርአ።
◼ ኵሎም ቅኑዓት ሰባት ድዮም ናብ ሰማይ ዚኸዱ፧ ገጽ 22-23 ርአ።
◼ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንዓለምለኻዊ ዕዮ ስብከቶም ተባሂሉ ንዚወጽእ ወጻኢታት ብኸመይ ይሽፍንዎ፧ ገጽ 30 ርአ።