ግምቢ ዘብዐኛ ታሕሳስ 2015 | ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትርድኦ ትኽእል ኢኻ
‘ንመጽሓፍ ቅዱስ ምርዳኡ ኣጸጋሚ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧’ ኢልካ ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧
ግብዝና—መወዳእታ ይህልዎ ደዀን ይኸውን፧
ብሰንኪ ግብዝና ኻብ ፖለቲካ፡ ሃይማኖት፡ ወይ ንግዲ ርሒቕካ ዲኻ፧
ትፈልጥዶ፧
ኣብ በዓል ጰንጠቈስጠ 33 ድ.ክ.፡ ኣይሁድ፡ “ኣብ ትሕቲ ሰማይ ካብ ዘለዉ ዅሎም ህዝቢ” ድዮም ናብ የሩሳሌም መጺኦም፧ እቶም በዓል ኣይሁድ ኬብዕሉ ናብ የሩሳሌም ዚመጹ ዝነበሩ ሰባት ኣበይ ይሓድሩ ነይሮም፧
ጴጥሮስ ናይ መጀመርታ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ድዩ ነይሩ፧
የሱስ ንጴጥሮስ፡ “ንስኻ ጴጥሮስ ኢኻ። ንማሕበረይ ከኣ ኣብዛ ኸውሒ እዚኣ ኽሀንጻ እየ” ኪብሎ ኸሎ፡ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧
መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
ኣምላኽ ንፈተውቲ ሓቂ ሓንጐፋይ ኢሉ ዚቕበሎም ስለምንታይ እዩ፧
ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት
ስነ ፍልጠት ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ይሰማማዕ ድዩ፧
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ስነ ፍልጠታዊ ጌጋታት ይርከብ ድዩ፧