ንምዉታት ተስፋ ኣለዎምዶ፧ ኣጻውት ንምዉታት ተስፋ ኣለዎምዶ፧ ምዉታት እንታይ ተስፋ ኣለዎም፧ ኪትንስኡ ይኽእሉ ድዮም፧ እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ ዝሓለፈ ዚቕጽል እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ትንሳኤ እንታይ እዩ፧ መን ኪትንስኡ ምዃኖም ምፍላጥካ ኼገርመካ እዩ። ተወሳኺ ርእሰ ነገራት ንዝሓዘኑ ዚኸውን መጸናንዒ ሰብና ኺመዉት ከሎ፡ ስቓይና ዚርድኣልና ኣካል ከም ዘየለ ዀይኑ ይስምዓና ይኸውን። እንተዀና ግና፡ ኣምላኽ ይርዳኣልና፡ ኪሕግዘና ድማ ይኽእል እዩ። ግምቢ ዘብዐኛ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ህይወትን ሞትን እንታይ ይብል፧ ምስ ሞትና ገለ ኽፋል ሰብነትና ምንባር ይቕጽል ድዩ፧ ዘይትመውት ነፍሲ ኣላትና ድያ፧ ምዉታት ኣበይ እዮም ዘለዉ፧ ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ምዉታት ኣብ ከመይ ዝበለ ዅነታት እዮም ዘለዉ፧ ከምቲ ኣልኣዛር ዝተንስአ፡ ብዙሓት ሰባት ካብ ምዉታት ዚትንስኡሉ እዋን ከም ዚመጽእ መጽሓፍ ቅዱስ የተስፉ እዩ። ግምቢ ዘብዐኛ ምዉታት ኪትንስኡ እዮም! እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ተስፋ ብሓቂ ኺፍጸም ድዩ፧ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ነዚ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ እዚ ፈትኖ ብሓገዝ ናይ ብሕቲ መምህር ብናጻ እትምሃረሉ ኣሳታፊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ሕተት። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ንምዉታት ተስፋ ኣለዎምዶ፧ መእተዊ ኣገልግሎት ንምዉታት ተስፋ ኣለዎምዶ፧ ትግርኛ ንምዉታት ተስፋ ኣለዎምዶ፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1102017422/univ/art/1102017422_univ_sqr_xl.jpg