ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ—ሚርያም ኣጻውት ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ—ሚርያም ሚርያም ከቢድ ጌጋታት ገበረት። እንተዀነ ግና፡ ኣረኣእያኣ ብምእራም፡ ብምሉእ ልባ ንየሆዋ ኣገልገለቶ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ ዝሓለፈ ዚቕጽል እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ እምነት ኣብ ኣምላኽ እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ ሚርያም—“ንየሆዋ ዘምሩሉ”! እስራኤላውያን ቀይሕ ባሕሪ ምስ ተሳገሩ፡ ነብዪት ሚርያም ንኣንስቲ እስራኤል እናመርሐት መዝሙር ዓወት ዘመረት። ካብ ህይወታ ብዛዕባ ትብዓትን እምነትን ትሕትናን ክንምሃር ንኽእል ኢና። መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሰን ካብ ዘለዋ ኣንስቲ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧ ኣብ መንጎ እተን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሰን ዘለዋ ኣብነታውያን ኣንስትን ካልኦት እኩያት ኣንስትን ዘሎ ፍልልይ ርአ። ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ ሃና—ብጸሎት ልባ ናብ ኣምላኽ ኣፍሰሰት እታ ሃና ኣብ የሆዋ ዝነበረታ እምነት፡ ነቲ ኽትጻወሮ ዘይክኣል ዝመስል ዝነበረ ዅነታት ንኽትጻወሮ ሓጊዛታ እያ። ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ናውቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንሕቶታትካ ዚምልሰልካን ንተግባር ዜለዓዕለካን ናውቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ምረጽ። ፍሉይ ወፈራ ነዚ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ እዚ ፈትኖ ብሓገዝ ናይ ብሕቲ መምህር ብናጻ እትምሃረሉ ኣሳታፊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ሕተት። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ—ሚርያም ቪድዮታት ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ—ሚርያም ትግርኛ ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ—ሚርያም https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502800104/univ/art/502800104_univ_sqr_xl.jpg itf