ኣምላኽ ብዛዕባ መውስቦ እንታይ ኣረኣእያ ኣለዎ፧ ኣጻውት ኣምላኽ ብዛዕባ መውስቦ እንታይ ኣረኣእያ ኣለዎ፧ ኣምላኽ ብዛዕባ መውስቦ ዘለዎ ኣረኣእያ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተመዝጊቡ ኽትረኽቦ ትኽእል ኢኻ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ቪድዮታት መጽሓፍ ቅዱስ—ኣገዳሲ ትምህርትታት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ንቕሑ! ንጸገማት ብኸመይ ከም እትመያየጠሉ ሰብኡትን ኣንስትን ሓሳብ ንሓሳብ ዚለዋወጡሉ እተፈላለየ ኣገባብ ኣለዎም። ነቲ ዘሎካ ፍልልያት ምርዳእካ ኻብ ብዙሕ ጭንቀት ኪሰትረካ እዩ። መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ሓዳር እንታይ ይብል፧ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሰብ ሓዳር ዜጋጥሞም ጸገማት ኬወግዱ ወይ ኬሰንፉ ይሕግዞም እዩ። መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ፍትሕ ይፈቅድ ድዩ፧ ኣምላኽ እንታይ ከም ዚፈቅድን እንታይ ከም ዚጸልእን ፍለጥ። ሓዳርን ስድራ ቤትን ሕጉስ ሓዳር፦ ፍቕርኻ ኣርኢ ስራሕ፡ ኣብ መዓልታዊ ናብራ ዜጋጥም ሃታሃታ፡ ካልእ ኣትኵሮ ኺሰርቕ ዚኽእል ነገራት ንሰብ ሓዳር ኣብ ንሓድሕዶም ኪረሓሓቑ ኺገብሮም ይኽእል እዩ። ንመጻምድትና ዘሎና ፍቕሪ ዳግማይ ኪዅላዕ ይኽእልዶ፧ ሓዳርን ስድራ ቤትን ሓቢርኩም ጽቡቕ ግዜ ኣሕልፉ ሰብኣይን ሰበይትን ብሓባር ኣብ ዚዀኑሉ እውን ከይተረፈ፡ እሂን ምሂን ከይብሃሃሉ ይኽእሉ እዮም። ሰብ ሓዳር መብዛሕትኡ ግዜኦም ብሓባር ኬሕልፍዎ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ ብዛዕባና ኣብ ኣኼባ ተኣከብ ብዛዕባ ሰሙናዊ ኣኼባታትና ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧ ኣብ ከባቢኻ ዚርከብ መአከቢ ቦታ ድለ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ኣምላኽ ብዛዕባ መውስቦ እንታይ ኣረኣእያ ኣለዎ፧ ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ ብዛዕባ መውስቦ እንታይ ኣረኣእያ ኣለዎ፧ ትግርኛ ኣምላኽ ብዛዕባ መውስቦ እንታይ ኣረኣእያ ኣለዎ፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1102020430/univ/art/1102020430_univ_sqr_xl.jpg ebtv