ንዝሓዘኑ ዚኸውን መጸናንዒ ኣጻውት ንዝሓዘኑ ዚኸውን መጸናንዒ ሰብና ኺመዉት ከሎ፡ ኣምላኽ ከም ዚሓልየልና ብኸመይ ንፈልጥ፧ እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ንቕሑ! ንሓዘንተኛታት ዚኸውን ሓገዝ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሰቦም ንዝሞቶም ሓዘንተኛታት መጸናንዕን ተስፋን ግብራዊ ሓገዝን ይህብ እዩ። መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ምጽንናዕ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ ኣብ ኣጸጋሚ ዅነታትን ጭንቀትን ንዚርከቡ ብዙሓት ሰባት ኬጸናንዕ ዝኸኣለ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ። ተወሳኺ ርእሰ ነገራት እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚመውት ሓዘንካ ንምጽዋር ዜኽእለካ ግብራዊ ስጕምትታት ርኸብ። ግምቢ ዘብዐኛ እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚመውት፡ ብህይወት ምንባርዶ ይሓይሽ፧ ሞት እትፈትዎ ሰብካ ኽትክእሎ ዚሕግዘካ ሓሙሽተ ግብራዊ ሓሳባት ርአ። መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ትንሳኤ እንታይ እዩ፧ መን ኪትንስኡ ምዃኖም ምፍላጥካ ኼገርመካ እዩ። ብዛዕባና ክትብጻሕ ሕተት ብዛዕባ ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ተመያየጥ፡ ወይ ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝያዳ ፍለጥ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ንዝሓዘኑ ዚኸውን መጸናንዒ ተወሳኺ ርእሰ ነገራት ንዝሓዘኑ ዚኸውን መጸናንዒ ትግርኛ ንዝሓዘኑ ዚኸውን መጸናንዒ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/501100047/univ/art/501100047_univ_sqr_xl.jpg mrt ዓንቀጽ 54