ወረቐት ዕዮ ጸሎትካ ብኸመይ ከም እተመሓይሽ ኣጻውት ንትሕዝቶን ንዓይነትን እቲ ምስ ኣምላኽ እትገብሮ ርክብ ክትምርምሮ ዚሕግዘካ ወረቐት ዕዮ። ኣራግፍ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ወረቐት ዕዮ ንመንእሰያት መንእሰያት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መንእሰያት ዚሓትትዎ ስለምንታይ እየ ኽጽሊ ዘሎኒ፧ ጸሎት ስነ ኣእምሮኣዊ ጥቕሚ ዘለዎ ጥራይ ድዩ ወይስ ካብኡ ንላዕሊ ኣገዳስነት ኣለዎ፧ ግምቢ ዘብዐኛ ጸሎትካ ምእንቲ ኺስማዕ ብኸመይ ክትጽሊ ትኽእል፧ ኣብ ዝዀነ ይኹን ቦታ፡ ኣብ ዝዀነ ይኹን እዋን ንኣምላኽ ዓው ኢልካ ወይ ብውሽጥኻ ተዛረቦ። የሱስ እንታይ ከም እንብል እውን ምሂሩና እዩ። ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ ንዅሉ ጸሎት ይሰምዖ ድዩ፧ ሓደ ሰብ ብስስዐ ተላዒሉ እንተ ጸልዩስ ይምልሰሉዶ፧ ሓደ ሰብኣይ ንሰበይቱ ኣብ ገዛ እናገፍዐ፡ ንጽብሒቱ በረኸት ኣምላኽ እንተ ለሚኑኸ፧ ልኣኽ ልኣኽ ጸሎትካ ብኸመይ ከም እተመሓይሽ ወረቐት ዕዮ ጸሎትካ ብኸመይ ከም እተመሓይሽ ትግርኛ ጸሎትካ ብኸመይ ከም እተመሓይሽ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502017157/univ/art/502017157_univ_sqr_xl.jpg