ፍሉይ ምርኢት መጽሓፍ ቅዱስ ኣጻውት ፍሉይ ምርኢት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ቀንዲ ቤት ጽሕፈትና ንታሪኽ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ስም ኣምላኽ ዜንጸባርቕ ምርኢት ኣሎ። እዚ ምርኢት እዚ ብኸመይ ከም እተዳለወ ርአ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ ስም ኣለዎዶ፧ ኣምላኽ ብዙሕ መዓርጋት ኣለዎ፣ ንኣብነት፡ ኵሉ ዚኽእል፡ ፈጣሪ፡ ጐይታ ይብሃል እዩ። ብሕታዊ ስም ኣምላኽ ግና ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ልዕሊ 7,000 ሳዕ ተጠቒሱ ይርከብ። ግምቢ ዘብዐኛ ንኣምላኽ ብስሙ ምፍላጥ በዳሂ ዝዀነሉ ምኽንያት ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ መንፈሳዊ ውርሻና እዚ እዩ ነቲ የሆዋ ንደቂ ሰብን ንህዝቡን ዝገበረሎም ነገራት ብምምርማር፡ ነቲ ንመንፈሳዊ ውርሻኻ ዘሎካ ሞሳ ኣዕብዮ። ናብራ ቤት-ኤል ስም የሆዋ ዜኽብር ምርኢት መጽሓፍ ቅዱስ እዚ ባህ ዜብል ምርኢት መጽሓፍ ቅዱስ ታሪኽ መለኮታዊ ስምን እቲ ስም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝኣተወሉ ቕኑዕ ቦታን የርኢ። ብዙሓት ሰባት ሳሕቲ ጥራይ ዚርከብ ጠቓሚ መጽሓፍ ቅዱሳት ብብዝሒ ኺውፍዩ ጸኒሖም እዮም። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ፍሉይ ምርኢት መጽሓፍ ቅዱስ ናብራ ቤት-ኤል ፍሉይ ምርኢት መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ፍሉይ ምርኢት መጽሓፍ ቅዱስ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502015505/univ/art/502015505_univ_sqr_xl.jpg